ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር RAEY SACCO Ltd

  • Home
  • Ethiopia
  • Mekelle
  • ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር RAEY SACCO Ltd

ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር   RAEY SACCO Ltd Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር RAEY SACCO Ltd, Financial service, Mekelle.

ኣድራሻና
1.መቐለ ካብ ኣደባባይ ሓውዜን ናብ እ/ማርያም ዝወስድ 1ይ ደብሪ ባንክ ወጋገን
2 ኲሓ 1ይ ደብሪ ባንኪ ኣዋሽ ይረክቡና ።
ዝኮነ ሰብ ቦታ ብዘይግድስ ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ኣባል ምኳን ይክእሉ።
+251973170377 +251973170577
💛ራእይ ብተግባር 👁 vision in action ❣️

ደስ በሃሊ  ዶክተር Halefom Gezaei ንመነሓንሕቱ ምምራሕ ጀሚሩ ኣሎ።👍👍👍👍👍👍👍እዋይ ኣብዚ ዘንሄ ሕብረት ኣብ ኩሎም ምንቅስቃሳት እንተንገብሮ ኣበይ ምበፃሕና?👍ዶክተር ሓለፎም ንመነሓ...
22/05/2026

ደስ በሃሊ
ዶክተር Halefom Gezaei ንመነሓንሕቱ ምምራሕ ጀሚሩ ኣሎ።
👍👍👍👍👍👍👍
እዋይ ኣብዚ ዘንሄ ሕብረት ኣብ ኩሎም ምንቅስቃሳት እንተንገብሮ ኣበይ ምበፃሕና?
👍
ዶክተር ሓለፎም ንመነሓንሕቱ በ200 ድምፂ ምምራሕ ጀሚሩ ኣሎ።
በዚ ከይዓገብና ሕዚ እውን ብፃዕቒ ክንጉስጉስን ሼር ክንብልን ይግባእ። ዘይመረፅኩም ምረፁ። ዝመረፅና ጠንኪርና ንጎስጉስ፣ እዚ ኣካል ጉዳይ ዓወት ትግራይ እዩ።

Dr. Halefom Gezaei Abera
https://icoop.ai/awards/ica-africa-2026/nominees/1fb08ec8-4208-437f-bcd1-d6b2e3ccb550

ብልዕሊ 1000 ዝበልጽ ዘሎ ፋና መናእስይ እውን ነጠናኽር

Fana Youth Saving and Credit Cooperative
https://icoop.ai/awards/ica-africa-2026/nominees/b415e34b-9347-4438-8624-2e74942243de

ሓደ ካብ መትከላት ሕ/ስ/ማሕበር ዝኮነ ሕ/ስ/ማሕበርራት ባዕለን ንባዕለን ምድግጋፍ ዝብል እዩ።
በዚ ድማ አብ እዚ ውድድር ንክተዕወት ስናይ ትምኒትተና ግልፀት ድጋፍ ከም እትግብር ትሕብር
ስናይ ዕዱል

📢መዘኻኸሪ መልእኽቲ📢 ​ዝኸበርኩም ኣባላት ፡ ናይ ወርሒ ሚያዚያ 💲 ዕቋርኩሙን ልቓሕኩምን💲 ብእዋንኩም ኣታዊ ንክትገብሩ ነዘኻኽር💲
03/05/2026

📢መዘኻኸሪ መልእኽቲ📢
​ዝኸበርኩም ኣባላት ፡
ናይ ወርሒ ሚያዚያ 💲 ዕቋርኩሙን ልቓሕኩምን💲 ብእዋንኩም ኣታዊ ንክትገብሩ ነዘኻኽር💲

ራእይ ሕዞም ይምፅኡ ናብ ተግባር ክቅርዎ እዮም።ራእይ ዕቋርን ልቓሕን❤️❣️💲💲💲✍️
30/04/2026

ራእይ ሕዞም ይምፅኡ
ናብ ተግባር ክቅርዎ እዮም።
ራእይ ዕቋርን ልቓሕን
❤️❣️💲💲💲✍️

ርክክ ተሽከርካሪ  ንመናእሰይ ኣባላት ተካይዱ።
19/04/2026

ርክክ ተሽከርካሪ ንመናእሰይ ኣባላት ተካይዱ።

15/04/2026

ርክክብ ተሽከርከርቲ ተካይዱ

ካብ ራእይ ዕቋርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር         💰 Raey Saving & Credit Cooperative)🌸✨ እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ (ፋሲካ) ብሰላም ኣብፀሓኩም! ✨🌸  ...
11/04/2026

ካብ ራእይ ዕቋርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር
💰 Raey Saving & Credit Cooperative)

🌸✨ እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ (ፋሲካ) ብሰላም ኣብፀሓኩም! ✨🌸
ንኹልኹም ኣባላት ሰዓብቲ እምነት ክርስትና፣ በዓል ትንሳኤ ናይ ሰላም፣ ፍቕሪን ሓጎስን ዝተሞልአ
ክኸውንልኩም ንክኮነልኩም ማሕበርኩም ሰናይ ትምኒታ ትገልፅ።

🌱 “ራእይ ብተግባር – Vision in Action

📞 0973170377 | 0973170477
ኣድራሻና
1. መቐለ ካብ ኣደባባይ ሓውዜን ናብ እ/ያም ዝወስድ 1ይ ደብሪ ባንክ ወጋገን
2. ኲሓ ፊት ንፊት ኣንበሳ ባንክ 1ይ ደብሪ ኣዋሽ ባንክ ንርከብ።

ራእይ ዕቋርን ልቓሕን መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር 3ተ እግረን ተሽከርከርቲ ንኣባላታ ኣረኪባ=================//================   ሎሚ ንኣባላታ ዝኾኑ መንእሰይ  3ተ...
07/04/2026

ራእይ ዕቋርን ልቓሕን መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር 3ተ እግረን ተሽከርከርቲ ንኣባላታ ኣረኪባ
=================//================
ሎሚ ንኣባላታ ዝኾኑ መንእሰይ 3ተ እግሪ ዘለወን ተሽከርከርቲ ( ማሃንድራ ) ርክክብ ኣካይዳ። እዚ ስጉምቲ እዚ ኣባላት ማሕበር ባዕሎም ክኢሎም ስራሕ ንክፈጥሩን ናብርኦም ንክመሓድሩን ዝዓለመ እዩ።

ካብ ተረከብቲ ዝተዋህበ ርኢቶ
እቶም ተሽከርከርቲ ዝተረከቡ መንእሰይ ኣባላት ከምዚ ክብሉ ሓጎሶም ገሊጾም፡

ቅልጡፍ ምላሽ፡ "ኣብ ዝሓፀረ ግዜ እዚ ዕድል እዚ ምርካብና ንመጻኢ ስራሕና ዓቢ ተስፋ ሂቡና እዩ።"

ናይ ስራሕ ዕድል፡ "መንእሰይ ብምዃንና ሰሪሕና ንክንበልዕ ሰፊሕ ዕድል ተፈጢሩልና ኣሎ።"

ጻውዒት፡ "ካልኦት መንእሰይ እውን ንዓና ከም ኣብነት ብምውሳድ ናይዚ ማሕበር ተረባሕቲ ንክኾኑ ንጽውዕ።"

ቀጻልነት ዘለዎ ልምዓት
ራእይ ዕቋርን ልቓሕን እዚ ንመፈለማ እዋን እትገብሮ ዘላ ዘይኮነስ፡ ክሳብ ሕዚ ብርክት ዝበላ ተሽከርከርቲ ብተመሳሳሊ መልክዑ ንኣባላታ እናረከበት ዝመጸት ማሕበር እያ።

"እዚ ምስ መንእሰይ ኣባላት ዝተገበረ ርክክብ ናይ መወዳእታ ዘይኮነስ፡ ኣብ መጻኢ እውን ብዝሐየለ መልክዑ ዝቕጽል እዩ።" — ካብ መሪሕነት እታ ማሕበር

ራእይ ብተግባር ! Vision in Action
እዚ ስራሕ እዚ ንመንእሰያት ኣብ ክንዲ ስራሕ ምጽባይ፡ ናይ ባዕሎም ስራሕ ፈጠርቲ ንክኾኑ ዘለዎ ረብሓ ልዑል እዩ። ብተወሳኺ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ናይ መጓዓዝያ ጸገም ንምቕራፍ እውን ናይ ባዕሉ ኣበርክቶ ኣለዎ።

ኣድራሻና
1. መቐለ ካብ ኣደባባይ ሓውዜን ናብ እማርያም ዝወስድ 1ይ ደብሪ ባንክ ወጋገን
2. ኲሓ ፊት ንፊት ኣንበሳ ባንክ 1ይ ደብሪ ኣዋሽ ባንክ ንርከብ።
+25197317 0377 +25197 3170477 ደውልካ ምሕታት ይካኣል።
ራእይ ብተግባር vision in Action

04/04/2026

እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንባዓል ሆሳእና።
ኣድራሻና
1. መቐለ ካብ ኣደባባይ ሓውዜን ናብ እማርያም ዝወስድ 1ይ ደብሪ ባንክ ወጋገን
2. ኲሓ ፊት ንፊት ኣንበሳ ባንክ 1ይ ደብሪ ኣዋሽ ባንክ ንርከብ።
+25197317 0377 +25197 3170477 ደውልካ ምሕታት ይካኣል።
ራእይ ብተግባር vision in action

ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ( RAEY SACCO)​​1. ዓውድታት ልቓሕ​መደበኛ ዕቋርን ልቓሕን፦​ወርሓዊ ካብ 500 ክሳብ 30,000 ብር ይቆጥቡ።​20% ብምዕቃር ክሳብ 3,000,000 (ሰለስተ ...
02/04/2026

ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ( RAEY SACCO)

​1. ዓውድታት ልቓሕ
​መደበኛ ዕቋርን ልቓሕን፦
​ወርሓዊ ካብ 500 ክሳብ 30,000 ብር ይቆጥቡ።
​20% ብምዕቃር ክሳብ 3,000,000 (ሰለስተ ሚልዮን) ብር ልቓሕ ይውሰዱ።
​መመለሲ ግዜ ክሳብ 5 ዓመት።

​ሓፂር ልቓሕ (Fast Track)፦
​35% ብምዕቃር ኣብ 45 መዓልቲ ክሳብ 200,000 ብር፣ ኣብ 75 መዓልቲ ድማ ክሳብ 400,000 ብር ይልቀሑ።
​መመለሲ ግዜ ክሳብ 2 ዓመት።

​ንመኪናን ገዛን፦
​3 ወርሒ ዝዓቆሩ (50%) ወይ 5 ወርሒ ዝዓቆሩ (40%) ክሳብ 3,000,000 ብር ይልቀሑ።
​ንባጃጅን ማሃንድራን፦
​50% ብምዕቃር ኣብ ሓሓጺር እዋን ብዝተማልአ ሰነድ ንብረቶም ይረከቡ። መመለሲ ክሳብ 3 ዓመት።

​2. ፍሉይ ግልጋሎታት
​ከም ድሌትኩም፦ ናይ ድሌትን ህፃናትን ዕቋር 10% ወለድ ይሕሰበሉ፤ ንዝለዓለ መጠን ዕቋር ድማ ብፍሉይ ስምምዕ።
​ካብ ወለድ ነፃ፦ ንኣመንቲ እስልምና ዝኸውን ካብ ወለድ ነፃ ዝኾነ ኩሉ ዓይነት ግልጋሎት።
​ተወሳኺ ረብሓ፦ ሓድሽ ኣባል ዘፍርዩ ተወሳኺ ልቓሕ ይረኽቡ።

​3. ዘድልዩ ውሕስናታት
​ንልቓሕ ዘድልዩ ውሕስናታት፦ ናይ ኣባላት ዕቋር፣ ደመወዝ (ማሃያ)፣ ኣክስዮን፣ ክቡራት መዓድናት (ወርቂ፣ አልማዝ...)፣ ናይ ገዛ ፕላን፣ ሊብሬ፣ ቼክ ወይ ቦንድ።

​4. ኣባል ንምዃን
​ኣብ ዘለኹም ኮይንኩም ኣባል ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም!
​ኣድራሻ፦ ካብ ሓውዜን ኣደባባይ ናብ እ/ማርያም ግጉሳ ዝወስድ መገዲ፣ 1ይ ደብሪ ወጋገን ባንክ።

​ራእይ ዕቋርን ልቓሕን - መገዲ ሃብትኹም! 🚀

​💰 ክሳብ 3 ሚልዮን ብር ክትልቀሑ ትደልዩ?
ካብ መደበኛ ዕቋር ጀሚሩ ክሳብ ናይ ገዛን መኪናን ልቓሕ ብምቹው ኩነታት ኣዳልናልኩም ኣለና።

​✅ ንመን?
​ንንግዲ፣ ንገዛ፣ ንመኪና (ባጃጅ/ማሃንድራ)።

​ካብ ወለድ ነፃ ዝደልዩ ኣመንቲ እስልምና።
​ንህፃናትን ውልቀሰባትን ዝኸውን 10% ወለድ ዘለዎ ዕቋር።

​📍 ኣበይ?
1: መቐለ - ሓውዜን ኣደባባይ ናብ እ/ማርያም ግጉሳ፣ 1ይ ደብሪ ወጋገን ባንክ።
2 :ኲሓ 1ይ ደብሪ ወጋገን ኣዋሽ
📞 ደውሉልና፦ 0973170377 / 0973170477

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር RAEY SACCO Ltd posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share