11/09/2026
🌼✨ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም! ✨🌼
እንቋዕ ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘመነ ሉቃስ ብሰላም ኣብፅሐና፣ ኣብፅሐኹም! ❤️
ንክቡራት ዓማውልና፣ መሻርኽቲ ስራሕናን መላእ ህዝብናን፣ ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ/ም ዓመተ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ሓጎስ፣ ምዕባለ ክኾነልና ንምነ። 🙏✨
🏨 ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ | ደስታ ሆቴልን ቱሪዝምን
ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2019 እውን ከም ወትሩ፣ ጽሬት፣ ምቾትን ስሉጥን ኣገልግሎትን ተመክሮን ብምቕራብ ንኽቡራት ዓማውልናን በጻሕትናን ብልዑል ክብሪ ክንቕበል ኢና።
🌿 ሓዱሽ ዓመት፣ ሓዱሽ ተስፋ፣ ሓዱሽ ተመክሮ!
🌼 ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስን ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ/ም! 🌼
🏨 ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ | ደስታ ሆቴልን ቱሪዝምን
🌼🌼 🌼ደስታ በርሀ ኣካቢ ቦርድ🌼🌼🌼