Mehazut Saving and Credit Cooperative P.L.L

Mehazut Saving and Credit Cooperative P.L.L መሓዙት ምሕዝነትና ንሓበራዊ ለውጢ !! ኣባል ማሕበርና ንምዃን እትደልዩ/ያ ክፍቲ እዩ።

‎እንዃዕ ብርሃን ርአኩም🏵🏵‎ስነ-ስርዓት መርዓኩም 11.08.2018 ዓ.ም. እትፍፅሙ ዘለኩም ‎ኣካያዲ ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ጨንፈር መቐለ ኣይተ ሃፍቶም ሃይለ ምስ ወይዘሪት ሊያ እን...
19/04/2026

‎እንዃዕ ብርሃን ርአኩም🏵🏵

ስነ-ስርዓት መርዓኩም 11.08.2018 ዓ.ም. እትፍፅሙ ዘለኩም ‎ኣካያዲ ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ጨንፈር መቐለ ኣይተ ሃፍቶም ሃይለ ምስ ወይዘሪት ሊያ እንዃዕ ደስ በለኩም❤️❤️
‎መላእ ቤተሰብ መሓዙት መርዓ አብርሃም ሳራ ክኾነልኩም ይምነ🎉🎉

ምሕዝነትና ንሓበራዊ ለውጢ!!

14/04/2026
11/04/2026

መልእኽቲ ሠናይ ትምኒት

11/04/2026

እንኳዕ ንብርሃነ ትንሣኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም።

ምስ መሓዙት መፃኢና ብሩህ እዩ

ምሕዝነትና ንሓበራዊ ለውጢ!

ታሪኻዊ ልቓሕ‎‎ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ዕቋርን ልቃልን መሓዙት ንኣባላታ በቢወርሑ ብዓሰርተታት ሚልዮናት ብር ልቓሕ እናሃበት መፂኣ እያ‎‎ሎሚ እውን ኣብ ድሮ ሆሳእና ኾይና ኣብ ማእኸል ከተማ መ...
04/04/2026

ታሪኻዊ ልቓሕ

‎ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ዕቋርን ልቃልን መሓዙት ንኣባላታ በቢወርሑ ብዓሰርተታት ሚልዮናት ብር ልቓሕ እናሃበት መፂኣ እያ

‎ሎሚ እውን ኣብ ድሮ ሆሳእና ኾይና ኣብ ማእኸል ከተማ መቐለ ከባቢ ጅብሩኽ ኣብ ዝስራሕ ዘሎ ህንፃ መሓዙት ፈላማይ ታሪኻዊ ልቃሕ ሂባ

‎እዚ ዕደላ ልቓሕ ታሪኻዊ ዝገብሮ ካብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ወፃኢ ኣብቲ ናይ ቀፃሊ ዋና ቤት ፅሕፈት ተባሂሉ ዝህነፅ ዘሎን ተስፋ ማሕበርናን ዝኾነ ዓብይ ህንፃ ዑደት እናተገበረ ዝወሃብ ዘሎ ልቓሕ ብምዃኑ እዩ

‎ማሕበርና መሓዙት ኣብዚ ዝተሓላለኸ እዋን ኾይና በቢወርሑ ዓሰርተታት ሚልዮናት ብር ልቓሕ እናሃበት ዜጋታት ኣብ ዝተፈላለየ ዓውደ ስራሕ ክነጥፉን ተረባሕቲ ክኾኑን ተስፋ ኣሸሓት ኾይና እትጎዓዝ ዘላ መሓዙት ካልኦት እውን ኣባላት መሓዙት ብምዃን ተረባሕቲ ክትኾኑ ንፅውዕ።

‎ምሕዝነትና ንሓበራዊ ለውጢ!!

23/03/2026
🎓 Congratulations to Our Esteemed Board Chairman Dr. Abrehaley Teklemariam!We are proud to extend our heartfelt congratu...
23/03/2026

🎓 Congratulations to Our Esteemed Board Chairman Dr. Abrehaley Teklemariam!

We are proud to extend our heartfelt congratulations to our Board Chairman on earning a well-deserved PhD. This remarkable achievement is a true reflection of unwavering dedication, perseverance, and commitment to excellence.

Your accomplishment is not only a personal milestone but also a great honor and inspiration to all members and staff of Mehazut SACCO. We are privileged to be led by such a visionary and accomplished leader.

We wish you continued success in your academic, professional, and leadership journey.

Congratulations, Doctor!

Haftom Haile Kahsay
Mehazut Sacco Manager

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንዃዕ  ንመበል  1447 በዓል ዒድ አልፈጥር ኣብፅሐኩምዒድ ሙባረክ!
20/03/2026

ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንዃዕ ንመበል 1447 በዓል ዒድ አልፈጥር ኣብፅሐኩም

ዒድ ሙባረክ!

ንመላእ ኣባላት መሓዙትን ሰዓብቲ እምነት ክርስትናን እንዃዕ ንበዓል ልደት ኣብፅሓኩም🏵🏵
07/01/2026

ንመላእ ኣባላት መሓዙትን ሰዓብቲ እምነት ክርስትናን እንዃዕ ንበዓል ልደት ኣብፅሓኩም🏵🏵

Address

Tahageze BLD
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Mehazut Saving and Credit Cooperative P.L.L posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share