Good Morning Tigray

Good Morning Tigray Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Good Morning Tigray, Alula Street, Mekelle.

ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤሌክትሪክ ባጃጅ ካብ ፅባሕ 23 መጋቢት 2018 ዓ.ም. ጀሚረን ናብ ከተማ ኣትየን ግልጋሎት ከምዝህባ ተገሊፁ።ሓላፊት ቤት ፅሕፈት መንገድን መጓዓዝያን ከተማ መቐለ ወይዘሮ ...
31/03/2026

ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤሌክትሪክ ባጃጅ ካብ ፅባሕ 23 መጋቢት 2018 ዓ.ም. ጀሚረን ናብ ከተማ ኣትየን ግልጋሎት ከምዝህባ ተገሊፁ።

ሓላፊት ቤት ፅሕፈት መንገድን መጓዓዝያን ከተማ መቐለ ወይዘሮ ሓያት ከድር ከምዝገለፀኦ እተን ተሽከርከርቲ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ናብ ከተማ ኣትየን ክሰርሓ እየን ኢለን።

ኣብ ዙርያ እዚ ምስ ሰብ ንብረት ሓበራዊ ምርድዳእ ከም ዝተገበረ ሓቢረን።

እዚ እውን እኹል ስለዘይኮነ ዓበይቲ ኣውቶቡሳት ምስ ዘለዎም ውልቀ ትካላት ካብን ናብን ከተማ ኣትየን ግልጋሎት መጓዓዝያ ህዝቢ ክጅምሩ ንዘራረብ ኣለና ኢለን።

ንበዓል 3ተ እግሪ ናኤሌትሪክ ከተማ ታክሲ ተሽከርከርቲ ብጊዚያዊነት ንመፅዐንን መራገፊን /ፌርማታ ዘገልግሉሉ ቦታታት
31/03/2026

ንበዓል 3ተ እግሪ ናኤሌትሪክ ከተማ ታክሲ ተሽከርከርቲ ብጊዚያዊነት ንመፅዐንን መራገፊን /ፌርማታ ዘገልግሉሉ ቦታታት

12/03/2026

ከምቲ እትደልዮ ክትከውን፣ ከምቲ ዘይለመድካዮ ክትጽዕር ኣለካ።

ናይዚ ዕለት ሕቶ?
01/01/2026

ናይዚ ዕለት ሕቶ?

01/01/2026

ደደቢት ሚድያ መቐለ ቅርንጫፍ ተሰሪቑ ብምሕዳሩ እንታይ ተሰሚዑካ ህዝቢ ትግራይ?
ሓሳብካ ግለፅ ነቲ ወናኒ ሚድያውን ትምህርቲ ተኾኖ

ምሕዳስ ፍቓድ ንግዲ ኣብ ትግራይ----ኩሉ ነጋዳይ ትግራይ ክሳብ መፃኢ ሰነ 30/ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ብናፃ ዝነበሮ ፍቓድ ንግዲ ከሐድስን ሓዱሽ ፍቓድ ን...
28/03/2023

ምሕዳስ ፍቓድ ንግዲ ኣብ ትግራይ
----
ኩሉ ነጋዳይ ትግራይ ክሳብ መፃኢ ሰነ 30/ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ብናፃ ዝነበሮ ፍቓድ ንግዲ ከሐድስን ሓዱሽ ፍቓድ ንግዲ ከዉፅእን ከም ዝኽእል ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣፍሊጡ ።

ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ካብ ዝተፍላለዩ ከበቢታት ትግራይ ዝተመዛበሉ ነጋዶ ድማ ናይ ከባቢኦም ምምሕዳር ኣብ ዝርከበሉ ከተማታትን ወረዳታትን ተረኺቦም ፍቓድ ንግዶም ምሕዳስ ከም ዝኽእሉ ሓላፊ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣይተ ገ/መስቀል ታረቀ ሓቢሮም።

ፍቓድ ንግዶም ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝጠፈኦም ነጋዶ ድማ ምስ ኣብ ከባቢኦም ዝርከቡ ምምሕዳር ብምርድዳእ ከሐድሱን ከውፅኡን ከም ዝኽእሉ ተገሊፁ።

#ክብሮም ተስፋይ
____________
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ !!!
____________
Facebook: https://www.facebook.com/MorningTigray/
Telegram: https://t.me/morningtigray

Telegram Channel - t.me/morningtigrayእዞም ኣብዚ ምስሊ ትርኢዎም ዘለኹም ኣባላት   ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ዝርከቡ ኾይኖም ክናገሩ ኣይኽእሉን እና ቤተሰቦም ንክረ...
26/03/2023

Telegram Channel - t.me/morningtigray

እዞም ኣብዚ ምስሊ ትርኢዎም ዘለኹም ኣባላት ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ዝርከቡ ኾይኖም ክናገሩ ኣይኽእሉን እና ቤተሰቦም ንክረኽብዎም #ሼር ብምግባር ተሓባበሩና !
ፎቶ

ሰኣን ነዚ ምፍላጥ ክንደይ ሓዳር ፈሪሱ'ሎ::1 ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ሰብኣይኪ ብዓውታ ኣይትመልስሉ ።ምክንያቱ ዓው ዓው ምባል ምልክት ንዕቀት እዩ እሞ ብህድኣት ድኣ ተዛረብዮ ። 2 ና...
22/03/2023

ሰኣን ነዚ ምፍላጥ ክንደይ ሓዳር ፈሪሱ'ሎ::

1 ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ሰብኣይኪ ብዓውታ ኣይትመልስሉ ።ምክንያቱ ዓው ዓው ምባል ምልክት ንዕቀት እዩ እሞ ብህድኣት ድኣ ተዛረብዮ ።

2 ናይ ሰብኣይኪ ድኻም ነዕርኹቱ ንስድራቤትኪ ኣይትዛረቢ ሚስጥረኛ ኩኒ ። ተመሊሱ ከይጎድኣኪ ንዓኺ ሕማቅ ነገር ኣይትዝርኢ ።

3 ቁጥዕቲ ሓያል ሰብ ኣይትኹኒ ልእምቲ ኩኑ ። ጓል ጽባቔኣ ኣብ ትሕትና እዩ ትሕት በል ብፍላይ ንሰብኣይኪ ኣይትዳፈርዮ ።

4 ንሰብኣይኪ ምስ ካልኦት ኣወዳት ኣይተወዳድሪዮ ከምኡ ብምግባርኪ ፍቅሩ ክዝሕል ኣብ ልዕሌኺ ትገብርዮ ኣሎኺ ።

5 ሰብኣይኪ ኣፍቂሩኪ እዩ ተመርዒኪ እሞ ጓል ትገብሮ ነገር ግበሪ ፣ ሓላፍነትኪ ተዋጽኢ።

6 ባዶ ኢዱ ክመጸኪ ከሎ ንገዛ ኣይትውቀስዮ ኣበራትዕዮ ኣብ ስእነቱ ኣለኹልካ በልዮ ብጥቕሚ ኣይኩን ርክብኪ ።

7 ደኪሙ ዘምጽኦ ገንዘብ መጻወቲ ኣይትግበርዮ ሕለይሉ ለባም ኩኒ ምስተን ዓያሹ ኣይትዓሽዊ ንሳተን ገንዘብ ምሓዝ ዘይክእላ ክኾና ስለ ዝክእላ ከምአን ኣይትኹኒ ኣዋህልሊ ።

8 ግብረ ስጋ ክደሊ ከሎ ሓሚመ ደኺመ እናበልኪ ኣይትኽእልዮ ። ሰብኣይ ብከብዱን ብስምዒቱን ጸወታ ኣይፈልጥን እዩ ። ብተደጋጋሚ ትከልእዮ እንተ ኮይንኪ ናብ ካልኦት ኣዋልድ ክኸይድ ኢኪ ማዕጾ ትከፍትሉ ዘለኺ ።

9 ንሰብኣይኪ ኣብ ኣደባባይ ኣይትመልስሉ ። ንሱ ዋላ ተጋግዩ ከምኡ እንተ ገበረ ንስኺ ጓል ስለ ዝኾንኪ ኣብ ልብኺ ምዕቋር ተለማመዲ ። ምኽንያቱ ዓሻ ሰብይቲ ብገዛእ ኢዳ ቤታ ተፍርሶ ስለ ዝብል ከምተን ዓያሹ ኣይትኹኒ ። ለባም ሰበይቲ ንነገራት ኣብ ልባ እያ ትገብሮ ።ምስ ሰብኣያ ክትተሃላለኽ ኣይትነብርን እያ ።

10 ንሰብኣይኪ ኣብ ቅድሚ ደቅኺ ኣይትቋየቕዮ ። ለባም ሰበይቲ ከምዚ ኣይትገብርን እያ ።እቶም ምኽንያት ኣቡኦም ክንዕቅዎ ኢኪ ትዕድምዮም ዘሎኺ እሞ መስተውዓሊት ኩኒ።

ካብ ዘንበብና'ዮ እዩ!!!

ኣብ ቀጻሊ ድማ ንደቂ ተባዕትዮ ምኽሪ
ሒዝና ክንመጽእ ኢና ኣብዛ ሕሳብና ፎሎ ሸር ብምግባር ኣታባብዑና።

Join Telegram Channel - t.me/morningtigray ለመቐለ ዩኒቨር ሲቲ ተማሪዎች እና የተቋሙ ሰራተኞች እንኳን ደስ አላችሁ  መቐለ ዩኒቨርሲቲ ወደ መማርና ማስተማር ስራዉ እ...
11/03/2023

Join Telegram Channel - t.me/morningtigray


ለመቐለ ዩኒቨር ሲቲ ተማሪዎች እና የተቋሙ ሰራተኞች እንኳን ደስ አላችሁ

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ወደ መማርና ማስተማር ስራዉ እንዲመለስ ተወስኗል።

በጦርነት ምክንያት የመማር ማስተማር ስራዉ ተቋርጦ የነበረዉ ዩኒቨርሰቲው ከመጪዉ ሳምንት ጀምሮ ስራ የሚጀምር ሲሆን በመንግሥት በኩል የሚያስፈልግ በጀት ሁሉ ተለቆለታል።

ዩኒቨርስቲዉ ወደ 24,000 የሚጠጉ ነባር ተማሪዎች በቀጣይ 4 ወራት ትምህርታቸዉን እንዲያጠናቅቁ የሚያደርግ መሆኑን እና ከመስከረም 2016 ጀምሮ ደግሞ አዳዲስ ተማሪዎችን እንደሚቀበል ተነግሯል ።

ተስፋዬ ሽፈራሁ

 ፈለሰ እምዘይበሊ ኀበ ዘኢይበሊሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ዮሐንስ ዳግማዊ  ናይ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ መንፈሳዊ ኮሌጅን ናይ መቐለ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራል ላዕለዋይ ሓላዊ ካብ...
28/02/2023


ፈለሰ እምዘይበሊ ኀበ ዘኢይበሊ
ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ዮሐንስ ዳግማዊ ናይ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ መንፈሳዊ ኮሌጅን ናይ መቐለ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራል ላዕለዋይ ሓላዊ ካብዚ ድኻምን መከራን ዘለዎ ዓለም ናብቲ ናይ ዘለኣለም ዕረፍቲ ዘለዎ ተሸጋጊሮም።
በረከቶም ይብፀሐና ◾️

 ተኽላይ በርሀ ይበሃል። ኣብ ስራሕ ፈጠራን ንግድን ኣድሂቡ እዩ ንመናእሰይ ዘምህር። ብኡ እዪ ስፐሻላይዝ ገይረ። ኣብ ዓዲ ውሽጢ: ኣብ ወፃኢ (ህንዲ:ኬንያ)  ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ወሲዱ እ...
26/02/2023


ተኽላይ በርሀ ይበሃል። ኣብ ስራሕ ፈጠራን ንግድን ኣድሂቡ እዩ ንመናእሰይ ዘምህር። ብኡ እዪ ስፐሻላይዝ ገይረ። ኣብ ዓዲ ውሽጢ: ኣብ ወፃኢ (ህንዲ:ኬንያ) ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ወሲዱ እዩ። ብዙሕ ስልጠና ውን ሂቡ እዩ። ሐዚ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ኹነታት ንብዙሓት መናእሰይ ብትግርኛ ንምብፃሕ ብፌስቡክ ምምሃር ጀሚሩ ስለዘሎ ንኽትከታተልዎ ብኽብሪ ይዕድም። የቐንየለይ🙏
እዛ ሊንክ:-
https:www.facebook.com/teklayb

Dear Friends,

I am writing to urge you to follow Teklay Berhe on Facebook. Teklay is a leader who specializes in teaching entrepreneurship to youth. He has participated in both local and international Entrepreneurship trainings and is now using these learned skills and knowledge to mentor young individuals on the power of entrepreneurship.

Given the current situation in Tigray, he has organized his teachings on Facebook and is using this platform to share vital information about the benefits of running a business. I strongly believe anyone with an interest in learning about this subject should follow him immediately for tips, insights, industry news and worksheets related to startups.

It would be greatly appreciated if you could help spread awareness about his initiatives by following him immediately.

Thank you for your time!
His Link:- https:www.facebook.com/teklayb

Sincerely,

Address

Alula Street
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Good Morning Tigray posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share