ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ

Call Directions Website Contact the business

ባንኪ ንግዲ  ኢትዮጵያ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ, Commercial bank, Ras Desta Damtew Street, Addis Ababa.
(2)

The Commercial Bank of Ethiopia, founded in 1942, is the nation's foremost bank and the first to introduce modern banking services, with over 1,971 branches and service outlets nationwide. ብዛዕባ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 1942 ዓ.ም ባንኪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝብል ስያመ ዝተጣየሸ እንትኾን ኣብ 1963 ዓ.ም ድማ ብኣክሲዮን ማሕበር ብዕሊ ብምጥያሽ ሕጋውነት ረኺቡ፡፡ እቲ ባንኪ ካብቲ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝካየዱ ኩለመዳያዊ ስራሕቲ ልምዓት ብምስታፍ ዝዓበየ ግደ እናተፃወተ ይርከብ፡፡ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ መላእ ሃገር ልዕሊ1900 ዝበፅሑ ጨናፍር ከምኡ እውን ልዕሊ 38.9 ሚልዮን ዓማዊል እንትህልዎ ቑፅሪ ተጠቀምቲ ሞባይል ባንኪንግን ኢንተርኔት ባንኪንግን ድማ ልዕሊ 6 ሚልዮንን 39 ሺሕን በፂሑ ኣሎ፡፡ ካብዚ ብተወሳኪ ኣስታት 8.8 ሚልዮን ተጠቀምቲ ኤቲኤም ካርዲ ከምኡ እውን ልዕሊ 17 ሚልዮን ተጠቀምቲ ሲቢኢ ብር አለውዎ፡፡

ካብቲ ኹላሶ ብተወሳኺናይ 10 ሺሕ ወይ ድማ 50 ሺሕ ብር ተሸላሚ ተዝኾኑ ኸ?  🌼🌼🌼🌼 🌼ባንክና ካብ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ ንዝልኣኸሎምን ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብ ንዝምንዝሩን ዓማወልና ዕብ...
30/09/2026

ካብቲ ኹላሶ ብተወሳኺ
ናይ 10 ሺሕ ወይ ድማ 50 ሺሕ ብር ተሸላሚ ተዝኾኑ ኸ?
🌼🌼🌼🌼

🌼ባንክና ካብ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ ንዝልኣኸሎምን ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብ ንዝምንዝሩን ዓማወልና ዕብይ ዝበለ ሽልማትን ኩላሶን ኣዳልዩ ኣሎ።

🌼ብዲጂታል መላኪታት ብቐጥታ ናብ ሒሳቦም እንትልኣኸሎም ካብ ልዕሊ ዕለታዊ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተወሳኺ 7.875 ሚኢታዊ ኩላሶ፤

🌼ከምኡ እውን ብዓለም ለኸ መተሓላለፍቲ ሓዋላ ሀንዘብ እንትልኣኸሎም ካብ መሸጣ ዕለታዊ ተመን ሸርፊ ተወሳኺ 7.824 ሚኢታዊ ኩላሶ ክነበርክተሎም ኢና፤

🌼ካብ 50 ዶላር ጀሚሩ እንትልኣኸሎምን እንትምንዝሩን በቢመዓልቱ ሽልማት 10 ሺሕ ብር ሽልማት
ከምኡ እውን፣

🌼ካብ 500 ዶላር ጀሚሩ እንትልኣኸሎምን እንትምንዝሩን ድማ በቢሰሙኑ ሽልማት 50,000 ሺሕ ብር ተሸላሚ ኽኾኑ ይኽእሉ እዮም፡፡

ብባንክና ይቐበሉ፤ ይመንዝሩ፤ዝበለፀ ይርከቡ፤ ይሸለሙ!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኩሉ ግዘ ዝተኣማመንሉ ባንኪ!



🌼

ተወሳኺ ውህብቶ ይርከቡ! **********ክቡራት ዓማዊልና፡ካብ ወፃኢ ሃገራት ብ   ፣  ፣   ፣   ፣   ፣   ፣   ፣    ፣   ን   መተግበሪታት መልኣኺ ገንዘብ እንትልኣኸሎም ካብ ዕ...
30/09/2026

ተወሳኺ ውህብቶ ይርከቡ!
**********
ክቡራት ዓማዊልና፡

ካብ ወፃኢ ሃገራት ብ ፣ ፣ ፣ ፣ ፣ ፣ ፣ ፣ ን መተግበሪታት መልኣኺ ገንዘብ እንትልኣኸሎም ካብ ዕለታዊ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተወሳኺ 7.875 ሚኢታዊ ውህብቶ፤

ከምኡ እውን ምስ ባንክና ዝሰርሑ ዓለም ለኸ ትካላት መመሓላለፍቲ ገንዘብ ሓዋላ ገንዘብ እንትልኣኸሎም ካብ ዕለታዊ ተመን ሸርፊ ወፃኢ 7.824 ሚኢታዊ ተወሳኺ ውህብቶ ነበርክተልኹም ምኳንና ብታሕጓስ ንገልፅ!
***********
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኩሉ ግዘ ዝተኣማመንሉ ባንኪ!

For more currency exchange rates:
https://combanketh.et/exchange-rates?srcPage=home

National Competitive  *****Commercial Bank of Ethiopia (CBE) invites interested and qualified bidders forDemolition Work...
29/09/2026

National Competitive
*****

Commercial Bank of Ethiopia (CBE) invites interested and qualified bidders for
Demolition Works of the ERCS–CBE Multipurpose Building Project, located in Addis Ababa.

Interested bidders may obtain detailed information and bidding requirements by visiting the Bank’s website through the link provided below:

https://combanketh.et/uploads/Bid_invitation_on_the_banks_website_2_3a4b36f024.jpg

******
Commercial Bank of Ethiopia
The Bank You Can Always Rely On!

29/09/2026

ንዘበናዊ ዕድጊት ማስተርካርዲ ይጠቐሙ!
*******
ናብ ሃገራት ወፃኢ ንዝገብርዎ ጉዕዞ፣
ንዕድጊታት ኦንላይን፣
ማስተርካርዶም ኣብ ዝቐርብዎም ጨንፈር ይእዘዙ፤
ኣብ ዝኾነ ቦታ ኾይኖም ክፍሊቶም ብቐሊሉ ይፈፅሙ!

Experience Seamless Global Payments with Your CBE MasterCard!
*******
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኩሉ ግዘ ዝተኣማመንሉ ባንኪ!

· ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሎሚ ተጀሚሩ።****************ብሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ቤተ መዘክር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተጀሚሩ።ፕረዚደንት ባን...
29/09/2026

· ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሎሚ ተጀሚሩ።
****************
ብሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ቤተ መዘክር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተጀሚሩ።

ፕረዚደንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ፋይናንስ ፎረም ብዛዕባ ፋይናንሳዊ ምትእትታው ኣብ ዝተኻየደ ፓነል ዘተ ዝተሳተፉ እንትኾን ባንኪና ተበፃሕነት ልቓሕ ንምስፋሕ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ መብርሂ ሂቦም።

ባንኪና ንመንግስቲ ዝቐንዐ ስትራተጂ ልቓሕ ብምቕያር ኣብ ውልቀ ሴክተር ትኹረት ብምግባር ዓብዪ ፋይናንሳዊ ምትእትታው ከምዝገበረ ኣቶ ኣቤ ገሊፆም።

ኣይተ ኣቤ ኣብ 2021 ባንኪና ካብ ዘለቅሖ 100 ቢልዮን ብር ብውልቀ ሴክተር 49 ሚኢታዊ ጥራሕ ከምዝነበረ፣ ኣብቲ እዋን እቲ ቁፅሪ ተለቃሕቲ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ትካላት ካብ 5 ሽሕ ከምዘይሓልፍ፣ ሕዚ ድማ ልዕሊ 35 ሽሕ ከምዝኾኑ ኣመልኪቶም።

ኣይተ ኣቤ ኣብ 2021 ዓ.ም.ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ሕርሻ ንዝነጥፉ ኣናእሽተይ ሓረስቶት ልቓሕ ፅሬት ዘለዎ ዘርኢ፣ ድኹዒን ካልኦት ድሌታት ሕርሻን ኣብ መሰል ኣጠቓቕማ መሬት መሰረት ብምግባር ልቓሕ ይህብ ከምዘሎ ኣብሪሆም።

ኣይተ ኣቤ ብተወሳኺ እቲ ባንኪ ካብ ሓሳባቶም መሰረት ብምግባር ተግባራዊ ዝኾነ ናይ ንግዲ ሓሳብ ዘለዎም ውልቀሰባት ክሳብ 10 ሚልዮን ብር ዝግመት ስታርትኣፕ ልቓሕ ብዘይ ዋሕስ ይህብ ከምዘሎ ኣብሪሆም።

ብተወሳኺ እቲ ባንኪ ንዕድጊት ገዛን ተሽከርከርትን ካብ ዕዳጋ ብዝተሓተ ወለድ ልቓሕ ይህብ ከምዘሎ ኣይተ ኣቤ ኣብሪሆም።

እቲ ባንኪ ተበፃሕነት ልቓሕ ንምስፋሕ ዲጂታላዊ ኣማራፂታቱ እውን የስፍሕ ከምዘሎ ዝገለፁ ኣይተ ኣቤ፣ ብመገዲ ሲቢኢ በጄን፣ ቴሌ ብር፣ ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ብሞባይል ባንኪንግ ኣቢሉ ንኣቐማጦታቱ ዝወሃብ ዲጂታላዊ ልቓሕ ከም ኣብነት ጠቒሶም።

ኣ.ከ.ኣ.ፈ ብ1 መስከረም/ 2026 ብዝተጀመረ ናይ ሞባይል ባንኪ ዲጂታል ልቓሕ ልዕሊ 240 ሽሕ ዓማዊል ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢልዮን ብር ዝግመት ልቓሕ ከምዝወሰዱን ብጠቕላላ ልዕሊ 30 ቢልዮን ብር ብቴሌ ብር ከምዝተውሃበን ኣመልኪቶም።

ኣቤ፡ እቲ ባንኪ ኣብ ውልቃዊ ስራሕቲ ብምትኳር ልቓሕ ተበጻሒ ንምግባር ክሰርሕ ካብ ዝጅምር ንደሓር ንልዕሊ 900 ሽሕ ተለቃሕቲ ተጠቀምቲ ከምዝኾነ ብምግላጽ፡ ነዚ ንምሕያል ከምዝቕጽል ኣይተ ኣቤ ወሲኮም ገሊፆም።

ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ ክሳብ ሓሙስ 21 መስከረም 2019 ዝቕጽል ኮይኑ፡ ሓንጸጽቲ ፖሊሲታት፡ ትካላት ፋይናንስ፡ ኣውፈርቲ፡ መሻርኽቲ ልምዓት፡ ከምኡ’ውን መራሕቲ ኢንዱስትሪ ብምትእኽኻብ ተመኩሮታት ክለዋወጡ፡ ዕድላት ክድህስሱ፡ መጻኢ ጽላት ፋይናንስ ኢትዮጵያ ዝቐርጹ ጉዳያት ክዛተዩ ትጽቢት ይግበር።

ብስልኮም ይለቕሑ!*********ናብዝን ናብትን እንተይበሉ፣ናይ ማንም ገፅ ከይረኣዩ ፣ኣብ ዘለውሉ ኮይኖም ብስልኮም ልቓሕ ምውሳድ ምኽኣሎም ኣየደነቖምን?ብመተግበሪ ሲቢኢ ሞባይል ባንኪንግ ወይ...
29/09/2026

ብስልኮም ይለቕሑ!
*********
ናብዝን ናብትን እንተይበሉ፣
ናይ ማንም ገፅ ከይረኣዩ ፣
ኣብ ዘለውሉ ኮይኖም ብስልኮም ልቓሕ ምውሳድ ምኽኣሎም ኣየደነቖምን?

ብመተግበሪ ሲቢኢ ሞባይል ባንኪንግ ወይ ድማ
ናብ *889 # ብምድዋል CBE Fast Loan ዝብል ግልጋሎት ኣማራፂ ተጠቒሞም ክሳብ 50 ሺሕ ብር ብዘይ መትሓጃ ብፍጥነት ምልቓሕ ይኽእሉ።

ምውሳድ ዝኽእልዎ መጠን ልቓሕ ከከም ምንቕስቓስ ሒሳቦም ዝውሰን እንትኮን ምውሳድ ዝኽእልዎ መጠን ገንዘብ ከከም ምንቕስቓስ ሒሳቦም ዝውሰን እንትኾን፣ልቓሖም ብዝኸፈሉ ቑፅሪ ምልቓሕ ዝኽእልዎ መጠን እንዓበየ ዝኸይድ ይኸውን!

የስተውዕሉ - እቲ ግልጋሎት ንምርካብ ሒሳቦም ምስ መለለይ መንነት ፋይዳ ክጣመር ይግባእ!
**********
*****
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኩሉ ግዘ ዝተኣማመንሉ ባንኪ!

ተወሳኺ ውህብቶ ይርከቡ! **********ክቡራት ዓማዊልና፡ካብ ወፃኢ ሃገራት ብ   ፣  ፣   ፣   ፣   ፣   ፣   ፣    ፣   ን   መተግበሪታት መልኣኺ ገንዘብ እንትልኣኸሎም ካብ ዕ...
29/09/2026

ተወሳኺ ውህብቶ ይርከቡ!
**********

ክቡራት ዓማዊልና፡

ካብ ወፃኢ ሃገራት ብ ፣ ፣ ፣ ፣ ፣ ፣ ፣ ፣ ን መተግበሪታት መልኣኺ ገንዘብ እንትልኣኸሎም ካብ ዕለታዊ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተወሳኺ 7.875 ሚኢታዊ ውህብቶ፤

ከምኡ እውን ምስ ባንክና ዝሰርሑ ዓለም ለኸ ትካላት መመሓላለፍቲ ገንዘብ ሓዋላ ገንዘብ እንትልኣኸሎም ካብ ዕለታዊ ተመን ሸርፊ ወፃኢ 7.824 ሚኢታዊ ተወሳኺ ውህብቶ ነበርክተልኹም ምኳንና ብታሕጓስ ንገልፅ!

***********

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኩሉ ግዘ ዝተኣማመንሉ ባንኪ!

For more currency exchange rates:
https://combanketh.et/exchange-rates?srcPage=home

ግዜኦም ክባር እዩ፤ኣብ ዘለውሉ ይዛዝሙ!******ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ትካላት ንስራሕቶምን ንግዳዊ ስራሕቶም መስፋሕፍሒ ዘድልዮም ልቓሕ/ፋይናንስ ምሕታት እንተደልዮም ናብ ባንኪ ምምፃእ ከየድ...
28/09/2026

ግዜኦም ክባር እዩ፤
ኣብ ዘለውሉ ይዛዝሙ!
******
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ትካላት ንስራሕቶምን ንግዳዊ ስራሕቶም መስፋሕፍሒ ዘድልዮም ልቓሕ/ፋይናንስ ምሕታት እንተደልዮም ናብ ባንኪ ምምፃእ ከየድለዮም ኣብ ዘለውሉ ሕቶኦም ምቕራብን ምክትታልን ዘኽእሎም ስርዓት ዲጂታል ንስሩዕን ንናይ ወለድ ናፃ ሲቢኢ ኑር ዓማዊልን ተግባራዊ ጌሩ እዩ።

እቲ ሓድሽ ናይ ዲጂታል ልቓሕ መመልከቲን መከታተሊ ስርዓትን ፡

✅ ንትካል ወይ ድማ ንውልቀሰብ ናይ ልቓሕ/ፋይናንስ ኣብዘለውሉ ምምልካት የኽእል
✅ ናይ ኩሎም ናይ ልቓሕ/ፋይናንስ ዓይነታት ኣድላይ ሰነዳት ብዝርዝር ምርኣይ የኽእል
✅ ንልቓሕ/ፋይናንስ ብቑዕ ምኳኖም ንምርግጋፅ የኽእል
✅ ናይ ትካሎም ወይ ድማ ውልቀሰብ ዓማዊል ናይ ፋይናንስ /ልቓሕ ማህደር ንምድርጃው የኽእል
✅ ናይ ልቓሕ /ፋይናንስ መመልከቲኦም ዝበፀሐሉ ብርኪ ኣብዘለውሉ ምክትታል የኽእል።

ናይ ትካሎም ልቓሕ/ፋይናንስ ኣብ ዘለውሉ ምምልካትን ምክትታልን ዘክእል ፖርታል ብምርካብ ናብ https://cbewholesale.cbe.com.et ይእተው።
******
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኩሉ ግዘ ዝተኣማመንሉ ባንኪ!

እቶቶም ብስልኮም ይኽፈሉ!***********ብባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ግለጋሎት ሞባይል ባንኪንግ ኣብ ዘለውሉ ኮይኖም ብዘይገደብ ምኽፋል ይኽእሉ። ናብ መተግበሪ ሞባይል ባንኪንግ ይእተው፤ ✅ ‘T...
28/09/2026

እቶቶም ብስልኮም ይኽፈሉ!
***********
ብባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ግለጋሎት ሞባይል ባንኪንግ ኣብ ዘለውሉ ኮይኖም ብዘይገደብ ምኽፋል ይኽእሉ።
ናብ መተግበሪ ሞባይል ባንኪንግ ይእተው፤

✅ ‘Tax Payment’ ዝብል ይፅዓኑ፤

✅ ‘Ministry of Revenue (MOR) Tax Payment’ ዝብል ይምረፁ፤

✅ሙሉ የግብር ክፍያ (Full Tax Payment) ወይድማ ከፊል ክፍሊት ሕርሻ (Partial Tax Payment) ይምረፁ፤

✅ትካል ኣካቢ ግብሪ ይምረፁ፤

✅ቑፅሪ መእዘዚ ክፍሊት/Order Code/ ይምረፁ፤

✅ሽሞምን መጠን ገንዘብን ኣረጋጊፆም ይፈፅሙ።

ክሳብ ሐዚ ተጠቃሚ ሞባይል ባንኪንግ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ እንተዘይኮይኖም ኣብ ቐረብኦም ኣብ ዝርከብ ጨንፈር ባንክና ተጠቃሚ ምኳን ይኽእሉ፡፡
****
መተግበሪ ሲቢኢ ሞባይል ባንኪንግ ንምርካብ፡

• Android: https://play.google.com/store/apps/details...

• IOS: https://apps.apple.com/.../cbe-mobile.../id1534203410...

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኩሉ ግዘ ዝተኣማመንሉ ባንኪ!

28/09/2026

ኣብ ሲቢኢ ስማርት ጨናፍርና ፀሓይ ኣይትዓርብን!
****
ብባዕሎም ብዘይ ምንም ሓገዝ ወይ ድማ
ብድምፂን ብምስሊ ካብ ባንክና ሰራሕተኛታት ሓገዝ ኣብ ዝረኽቡሎም
ግልጋሎታት መውሃቢ ማሽናት ኣብ ዝተደራጀው
ጨንፈራት ስማርት 24 ሰዓት ግልጋሎት ምርካብ ይኽእሉ!

✅ ሒሳብ ምኽፋት
✅ ገንዘብ ምውፃእ/ ኣታዊ ምግባር
✅ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምትዕድዳግን ዓለም ለኸ ካርዲታት ምእዛዝን ምቕባልን
✅ ቼክን ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘባት ምምንዛርን

ካልኦት ግልጋሎታት ኣብ ስማርት ጨናፍርና ይርከቡ!
*****
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኩሉ ግዘ ዝተኣማመንሉ ባንኪ !

Address

Ras Desta Damtew Street
Addis Ababa

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ:

Shortcuts

Share