Global Equb ግሎባል ዕቁብ

Global Equb ግሎባል ዕቁብ ሰላም! ሃፍቲ ንኹሉ! ኣብ 500 ናይ ለውጢ መዓልትታት በዓል ሃፍቲ እትኾኑሉ ዕድል ማለት ናይ ዝኸፈልክምዎ 1000 ዕፅፊ ብዕፃ ሃፍቲ እትውንንሉ

ሰላም! ሃፍቲ ንኹሉ! ኣብ 500 ናይ ለውጢ መዓልትታት በዓል ሃፍቲ እትኾኑሉ ዕድል ማለት ናይ ዝኸፈልክምዎ 1000 ዕፅፊ ብዕፃ ሃፍቲ እትውንንሉ ደረጃታት እንሆቴሌግራም ቻናልና https://...
19/01/2025

ሰላም!
ሃፍቲ ንኹሉ!
ኣብ 500 ናይ ለውጢ መዓልትታት በዓል ሃፍቲ እትኾኑሉ ዕድል ማለት ናይ ዝኸፈልክምዎ 1000 ዕፅፊ ብዕፃ ሃፍቲ እትውንንሉ ደረጃታት እንሆ
ቴሌግራም ቻናልና https://t.me/gloobalequb
ንምምዝጋብ https://gvmf.goldenideabank.com/login
























ሰላም!ሃፍቲ ንኹሉ! ከመይ ማለት? ከመይ ዝብል ለባም፤ ኣብ 500 ናይ ለውጢ መዓልትታት በዓል ሃፍቲ እትኾኑሉ ዕድል ኣብ ሆቴል ኖርዘር ስታር ንጥሪ 13/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓዲምኩ...
19/01/2025

ሰላም!
ሃፍቲ ንኹሉ! ከመይ ማለት? ከመይ ዝብል ለባም፤ ኣብ 500 ናይ ለውጢ መዓልትታት በዓል ሃፍቲ እትኾኑሉ ዕድል
ኣብ ሆቴል ኖርዘር ስታር ንጥሪ 13/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓዲምኩም ኣለኹም።

መዳለዊ
ግሎባል ዕቁብ
ንዝያዳ ሓበሬታ
0975408090/0941126111 ይደውሉልና ወይ እውን ኣብ ቴሌግራም ቻናልና
https://t.me/gloobalequb ይፀምበሩና
ንምምዝጋብ
https://gvmf.goldenideabank.com/login
























ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ሃፍታም ምዃን ይደልዩ ዶ? እምበኣርከስ ግሎባል ዕቁብ ኣለኩም። ግሎባል ዕቁብ ባህግኹም ንምዕዋት ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ብዙሓት ሃፋትም ንምፍጣር ዓሊሙ ዝተጣየሸ ትካል እዩ።ኣብ ት...
19/01/2025

ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ሃፍታም ምዃን ይደልዩ ዶ?

እምበኣርከስ ግሎባል ዕቁብ ኣለኩም። ግሎባል ዕቁብ ባህግኹም ንምዕዋት ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ብዙሓት ሃፋትም ንምፍጣር ዓሊሙ ዝተጣየሸ ትካል እዩ።

ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ኢሉ እውን ንምቕራፍ ኢኮኖሚያዊ ለውጢ ንምምዝጋብ ግሎባል ዕቁብ ይሰርሕ ኣሎ።

ግሎባል ዕቁብ ሚልዮናት ካብ ድኽነት ናብ ሚልዮነርነት ንምቕያር ዓሊሙ ስራሕ ጀሚሩ እዩ። ንኣብነት ሓደ ሚልዮን ሰባት ዝሳተፍሉ ኣብ መዓልቲ ብውሑድ ሓደ ሚኢቲ ብር ብዕቋር በቢመዓልቱ ዒስራ ሰባት ሚልየነራት ምግባር ይከኣል እዩ ኢሉ ይኣምን። ነዚ ተግባራዊ ንምግባር ድማ ይሰርሕ ኣሎ።

ስለዚ ንዑ ዕቖሩ ይሃፍትሙ።

ካልእ ግሎባል ዕቁብ ኣብ ሓፂር ግዘ 1,000 ወገናት ናብ ዝደልይዎ ብርኪ ሃፍቲ ንምስግጋር መበገሲ ዝኾኖም ካብ 50,000 ክሳብ 357,000 ብር ልቓሕ ዝረኽብሉ ዕድል ኣጠዓዒሙ ኣሎ።

እዚ ልቓሕ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ዕድል እንትኾን ግልጋሎት ክፍሊት ጥራሕ ብምፍፃምን ዋሕስ (ንግዲ ፍቓድ ወይ ከዓ ደብዳበ ቁፃር) ብምቕራብን ተጠቃሚ ዝኾንሉ እዩ።

ንሶም/ ንሰን እንታይ እዮም ዝደልዩ? ዝደልያ? ግሎባል ዕቁብ ንሕልምኹምን ባሕጎኹምን ንምዕዋት ኩል ግዘ ድልው እዩ። ንዝደልይዎ መጠን ገንዘብ ካብ 10 ምኢታዊ ክሳብ 50 ምኢታዊ ጥራሕ ይዕቖሩ። እቲ ዝተረፈ ልቓሕ ምስ ኣብ ውሽጥን ደገን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብምትሕብባር ግሎባል ዕቁብ ክፍፅሞ ተዳሊዩ እዩ።

ልቢ ይበሉ ዝደልይዎ ገዛ፣ መኪና፣ መሃንድራ፣ባጃጅ፣ ቀለብ ሰባትን ቀለብ እንስሳን ወዘተ ድዩ? ይነፅሩ። ናብ ግሎባል ዕቁብ ይምፅኡ። ግሎባል ዕቁብ ብተኣማንነትን ብቅልጡፍን ክፍፅሞ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ
📱0975408090
📱0941126111 ይደውሉ።










Address

Tigray Region
Tigray Region
GODENASELAM

Telephone

+251975408090

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Global Equb ግሎባል ዕቁብ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share