11/04/2026
ዕቋርን ልቓሕን ሆራይዘን ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ 2018 ዓ/ም ኣብፀሐኩም እናበለ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።
እዚ በዓል ናይ ፍቕሪ፣ ሰላምን ሓጎስን በዓል ክኾነልኩም ድማ ይምነ።
ርሑስ በዓል ትንሳኤ!
ብውሑስ ጉዕዞ ህንፀት መፃኢኦም ነረጋግፅ!
ዕቋርን ልቓሕን ሆራይዘን
ኣብ ትግራይ ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ንፈለማ እዋን ብናይ ባዕሉ ውሽጣዊ ዓቕሚ ዘመናዊ ኮር ባንኪንግ ኣተኣታትዩ ኹሉ ዓይነት ገንዘባዊ ግልጋሎት ንምሃብ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ሒዙ ዝመፀ ሕብረት ስራሕ ማሕበር