Midre-Geez Microfinance Institution ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ

  • Home
  • Ethiopia
  • Mekelle
  • Midre-Geez Microfinance Institution ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ

Midre-Geez Microfinance Institution ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Midre-Geez Microfinance Institution ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ, Financial service, Tigray, Mekelle.

01/01/2026
ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ምድረ-ግዕዝ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብዝሃቦ ስራሕ ፍቓድ ኣብ ከተማ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትን ሓደ ጨንፈርን ብምኽፋት ስራሕቲ ዕቋር፣ ልቓሕ ከምኡ እውን ንተ...
24/12/2025

ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ምድረ-ግዕዝ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብዝሃቦ ስራሕ ፍቓድ ኣብ ከተማ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትን ሓደ ጨንፈርን ብምኽፋት ስራሕቲ ዕቋር፣ ልቓሕ ከምኡ እውን ንተጠቀምቲ ምኽርን ግልጋሎትን እናሃበ ይርከብ ፡፡ ኦፕሬሽናል ሰራሕቲ ካብ ዝጅምር ከባቢ ሰለስተ ወርሒ ዝገበረ እንትኸውን ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 1500 ዓቆርቲ ብምፍራይ ልዕሊ ብር 38 ሚልዮን ዕቋር ዘንቀሳቐሰ እንትውን ንከባቢ 12 ተጠቀምቲ ልቓሕ እውን ልዕሊ ብር 11 ሚልዮን ልቓሕ ከምዝሃበን ከምትካል ኣብ ምፍጣር ስራሕ ዕድል ክልልና ብፍላይ ኣብ ሰራሕቲ ማኑፋክቸሪንግ፣ ሕርሻ፣ ንግዲን ስራሕቲ ግልጋሎትን ንዝተዋፈሩ ክፋል ማሕበረሰብ ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ኣሎ ፡፡ ካብዚ ብምብጋስ ትካልኩም ማሕበር ኣክሰዮን ማይከሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ተበፃሓይነቱ ንምስፋሕ ኣብ ከተማታት
1) ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ “ጨንፈር ሽረ”
2) ኣብ ዞባ ማእኸል “ጨንፈር ኣክሱም”
3) ኣብ ዞባ ምብራቕ “ጨንፈር ዓዲግራት” ኣብ ቀረባ እዋን ጨንፈራት ብምኽፋት ሙሉእ ናይ ማይከሮ ፋይናንሰ ግልጋሎት ንምሃብ ሙሉእ ምድላዋቱ ወጊኑ ኣብ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ እናገለፅና ናይዚ ትካል ሰብ ዋና (ብፅሒት) ዝኾንኩም፣ ኣመራርሓ ፣ሰራሕተኛታት፣ ዓማዊል ዝኮንኩምን ብቐፃሊ ዓማዊል ትካልና ንእትኾኑን እንኳዕ ደስ በለኩም ንብል ፡፡
ንዝበለፀ ግልግሎት ንሰረሕ!
We Strive for Excellence Service!
_______በቅርብ ቀን______
ምድረ-ግዕዝ ማይክሮ ፋይናንስ አክሲዮን ማህበር በኢትዮጵያ ብሔራዊ ባንክ በተሰጠው የሥራ ፈቃድ መሠረት በመቀሌ ከተማ ዋና መሥሪያ ቤቱንና አንድ ቅርንጫፍ በመክፈት የቁጠባ፣ የብድር እንዲሁም ለተጠቃሚዎች የምክር አገልግሎት በመስጠት ላይ ይገኛል።
ተግባራዊ ሥራ ከጀመረ ወደ ሦስት ወር ገደማ የሆነው ተቋማችን፣ እስካሁን ከ1,500 በላይ ቆጣቢዎችን በማፍራት ከብር 38 ሚሊዮን በላይ ቁጠባ ማንቀሳቀስ የቻለ ሲሆን፤ ለ12 ተጠቃሚዎች ደግሞ ከብር 11 ሚሊዮን በላይ ብድር ሰጥቷል። ተቋሙ በክልላችን የሥራ ዕድል በመፍጠር ረገድ በተለይም በማኑፋክቸሪንግ፣ በግብርና፣ በንግድና በአገልግሎት ዘርፎች ለተሰማሩ የኅብረተሰብ ክፍሎች ትኩረት በመስጠት እየሠራ ይገኛል።
ከዚህ በመነሳት የምድረ-ግዕዝ ማይክሮ ፋይናንስ አክሲዮን ማህበር ተደራሽነቱን ለማስፋት በሚከተሉት ከተሞች፦
1. በሰሜን ምዕራብ ዞን “የሽረ ቅርንጫፍ”
2. በመካከለኛው ዞን “የአክሱም ቅርንጫፍ”
3. በምሥራቃዊ ዞን “የዓዲግራት ቅርንጫፍ”
ቅርንጫፎችን በመክፈት ሙሉ የማይክሮ ፋይናንስ አገልግሎት ለመስጠት ዝግጅቱን አጠናቆ በመንቀሳቀስ ላይ እንደሚገኝ እና በቅርብ ቀን አገልግሎት መስጠት እንደምንጀምር እየገለጽን፤ የዚህ ተቋም ባለቤቶች (ባለአክሲዮኖች)፣ አመራሮች፣ ሠራተኞች፣ ደንበኞች እንዲሁም ወደፊት ደንበኞቻችን ለምትሆኑ ሁሉ "እንኳን ደስ አላችሁ" እንላለን።
ለላቀ አገልግሎት እንሠራለን!
We Strive for Excellence Service

11/12/2025
📜 " ምልክታ ቁፃር ስራሕ"                                                                                                       ...
11/12/2025

📜 " ምልክታ ቁፃር ስራሕ" ማሕበር ኣክሰዮን ማይከሮ ፋይናንሰ ምድረ-ግዕዝ ተበፃሓይነቱ ንምስፋሕ ሓደሽቲ ጨንፈራት ኣብ ኽፋት ይርከብ ፡፡ ስለዝኾነ ኣብዘን ሓደሽቲ ጨንፈራት ሰራሕተኛታት ቁፃር ከካይድ ምልክታ ስራሕ ኣው' ኣሎ፣ በቲ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት እተማልኡ ኣምለከቲ ብኣካል ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት እናመፃእኹም ንኽተመልክቱ ይፅውዕ ፡፡
ኣድላሻ፤
መቐለ፣ ቐዳማይ ወያነ ከባቢ ሮማናት ኣደባባይ ጥቓ ኣረጋዊ ሃይሉ ህንፃ ዝርከብ ህንፃ ላይፍ ስታር
📜Job Vacancy Announcement
Midre-Geez Microfinance Institution Share Company is opening New branches to expand its accessibility. Therefore, it has announced a job recruitment drive for New Staff Employee in these new branches. Qualified applicants are invited to submit their applications and documents in person at the main office, based on the requirements listed below.

ህፀፅ መልአኽቲ ካብ ዳይሬክቶራት ቦርድ ኣባላት ማይክሮ ፋይናንሰ ምደረ-ግዕዝ
05/12/2025

ህፀፅ መልአኽቲ ካብ ዳይሬክቶራት ቦርድ ኣባላት ማይክሮ ፋይናንሰ ምደረ-ግዕዝ

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ንመላእ ህዝቢ ትግራይን፣ ስዓብቲ ክርስትና ሃይማኖት እንኳዕ ንበዓል ሕዳር ፅዮን ኣብፅሓኩም ይብል ። ብፍላይ ሰብ ብፅሒት ኣክሰዮን ትካልኩም ኣ...
30/11/2025

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ንመላእ ህዝቢ ትግራይን፣ ስዓብቲ ክርስትና ሃይማኖት እንኳዕ ንበዓል ሕዳር ፅዮን ኣብፅሓኩም ይብል ።
ብፍላይ ሰብ ብፅሒት ኣክሰዮን ትካልኩም ኣብ ከተማ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትን ሓደ ጨንፈርን ብምኽፋት ዛጊድ ልዕሊ 1250 ሓደሽቲ ዓቆርቲ ብምፍራይ ብር 21 ሚልዮን ዕቋር ብምንቅስቃስ ብር 8.2 ሚልዮን ክልተ ደቂ ኣነስትዮ ዝርከበኦም ንትሽዓተ ኣብ ዘርፍታት ማኑፋክቸር፣ ንግድን ግልገሎትን ዝተዋፈሩ ተጠቀምቲ ልቓሕ ኮይኖም እዮም። ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ተበፃሓይነት ንምዕባይ ጨንፈራት ንምኽፋት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ብምግላፅ "ቀዳማይ ሰሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ" ዝካይደሉ ሰሙን ምዃኑ እናገለፅና፣ ጉባኤ ዝከየደሉ ሕዳር 28/2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2:30 ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ ምዃኑ እናገለፅና ደጊምና እንኳዕ ኣብፅሓኩም ንብል ።

25/11/2025

I got over 10 reactions on one of my posts last week! Thanks everyone for your support! 🎉

18/11/2025

Address

Tigray
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Midre-Geez Microfinance Institution ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share