11/04/2026
ዕቋርን ልቓሕን መይላ ንመላእ ተከተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ን በዓለ ትንሳኤ ብ ሰላም ኣብፅሐኹም ኣብፅሐና ክንብል ንፈቱ።
እቲ በዓል ናይ ሰላም ናይ ራህዋ ናይ ዕቤትን ክኾነልና ድማ ሰናይ ትምኒትና ንገልፅ።
ኩልግዜ ን ለውጥን ዕቤትን ኣባላታ እትተግህ ማሕበርና ድማ ከምቲ ልሙድ ንኣባላታ ስሉጥን ፅፍፍን ግልጋሎታታ ሒዛ ትፅበየኩም ኣላ።
ርሑስ በዓል ፋሲካ